እዋናዊ ሓበሬታ ኮቪድ-19: NSW ኣብ ክሪስማስ ኣህጉራዊ ዶባት ክትከፍቶ ትምድብ, ቪክቶርያ ሓድሽ መኽተቢ ነቑጣታት ትኸፍት

እዚ ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ ኣውስትራሊያ ናይ 12 መስከረም ዝገልጽ እዋናዊ ሓበሬታ እዩ።

Sydney International Airport during Covid-19

Msafiri ajandaa kuabiri basi la karantini, katika uwanja wa ndege wakimataifa wa Sydney, Jumatano, Septemba 8, 202 Source: AAP Image/Joel Carrett

  • ካብ ጽባሕ ጀሚሩ ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ ገለ ቀይዲታት ክፋኾስ እዩ።
  • ኣብ ቪክቶርያ , 7,000 ናይ ፈለማ ዶስ ክታበት ድሉው ኮይኑ
  • ACT 15 ኲንስላንድ ድማ ባዶ መልከፍቲ ኣመዝጊበን

ኒው ሳውዝ ወልስ
ኒው ሳውዝ ወልስ ሎሚ  1,262 ሓድሽ ናይ ውሽጢ መልከፍቲ ን ሸውዓተ ሞትን ተመዝጊቡ። 

ካብ 13 መስከረም ኣትሒዙ From ካብቶም ኣብ ደገ ምስ ሰባት ክራኸቡ ይኽእሉ እዮም። እቶም ኣብቲ ዘሰክፍ ከባቢያዊ ምምሕዳራት ዝነብሩ ምስቶም ምሉእ ብምሉእ ዝተኸትቡ ቀረቦም ንኽልተ ሰዓታት ንምዝንጋዕ ክወጹ ይኽእሉ እዮም፡ ንምውስዋስ ግና ብዘይ ገደብ ግዜ ክወጹ ክፍቀደሎም እዩ።

ፕሪመር  በረጂክሊያን ከምትብሎ ናይ መንግስቲ ዕላማ ንበዓል ልደት ኣህጉራዊ ዶባት ንምኽፋት እዩ ፡ 78 ሚኢታዊ ካብ 16 ዕድሚኦም ሓደ ክታበት ረኺቦም ፡ 45.58 ካብ ሚእቲ ድማ ምሉእ ብምሉእ ክታበት ተዋሂብዎም ኣሎ ።

ቪክቶሪያ
ቪክቶርያ ካብ ውሽጢ እተረኽበ 392 ሓደስቲ መልከፍቲ መዝጊባ ኣላ።

ፕሪሜር ዳንኤል ኣንድሪውስ ከምዝብሎ ፡ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ኩለን መንግስታዊ ክሊኒካት 7,000 ናይ ቀዳማይ ዶዝ ፋይዘር ቆጸራታት ንምግባር ተዳልዮም ኣለዉ ።

ሓደስቲ ናይ ክታበት ማዕከላት ኣብ ቪክቶርያ ኣብ ሸሞንተ ኣብያተ ትምህርትን ከባብያዊ ምምሕዳር ከባቢታት ሁም ፡ ዳንዴኖንግን ካሴይን ፡ ኣብ ቶርንበሪ ናይ ግሪኽ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ-ክርስትያን ፡ ኣብ ሚል ፓርክ ዝርከብ ቤተ-መቕደስ ሂንዱ ከምኡ 'ውን ኣብ ኒውፖርት ኣብ ዝርከብ መስጊድ ክጅመር እዩ ።

 ።                                                                                                      

Last 24 hours around Australia
  • ዕድሚኦም ንልዕሊ 12 ዓመት ዝኾኑ ሓደ ምልዮን ተወሳኺ ናይ መደርና ክታበት ኮቪድ ክወሃብ ከምዝኽእል ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ገሊጹ።
  • alc covid mental health
    Source: ALC

Share
Published 12 September 2021 1:58pm
By SBS/ALC Content
Source: SBS


Share this with family and friends