እዋናዊ ሓበሬታ ኮቪድ-19 ኣውስትራሊያ: ኣብ NSW መልከፍቲ ልዕሊ 1000, ንዝተኸትቡ ተወሳኺ ነጻነት ምውጻእ ተኣዊጁ

እዚ ናይ 26 ነሓሰ 2021 እዋናዊ ሓበሬታ ኮቪድ-19 ናይ ኣውስትራሊያ እዩ።

Members of the public wear face masks as they exercise in Sydney, Thursday, August 26, 2021.

Members of the public wear face masks as they exercise in Sydney, Thursday, August 26, 2021. Source: AAP Image/Bianca De March

  • ኣብ ዞባዊ NSW ዘሎ ዕጽዋ ክሳብ 10 መስከረም ተናዊሑ

  • ቪክቶርያ 25,000 ዝኣክል ናይ ፋይዘር ዶስ ትቕበል

  • ናይ ንግዲ ደገፍ ኣብ ACT ይኽፈት

  • ኲንስላንድ ኣብ ጥቓ ቶዎምባ ናይ ውሸባ ማእከል ክትሃንጽ እያ


ኒው ሳውዝ ወልስ

Nsw ኣ 1,029 ሓደሽቲ በቲ ቫይረስ ዝተታሕዙ ሰባት መዝጊባ ኣላ ፡ እዚ ድማ እንተወሓደ 37 ኣብቲ ማሕበረሰብ በቲ ሕማም ተታሒዞም እናሃለዉ ዝጸንሑ እዮም ። ሰለስተ ዘይተኸተቡ ሰባት ሞይቶም ።

ፕሪመር ግላዲስ በረጂክሊያን ካብ 13 መስከረም ጀሚሮም ምሉእ ብምሉእ ዝተኸትቡ ነበርቲ ዝለዓለ ናጽነት ክረኽቡ ከምዝኽእሉ ኣፍሊጣ::

ካብ ናይ ከባቢያዊ ምምሕዳር ከባቢታት ወጻኢ ዝነብሩ ሰባት ፡ ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኪሎሜተር ፡ ኣብ ግዳም ክእከቡ ይኽእሉ ።

ክታበት ንኽትክተቡ 

ቪክቶሪያ
ቪክቶርያ 80 ሓደስቲ ናይ ከባቢ እተለኽፉ ሰባት መዝጊባ ኣላ ፣ 41 ሰባት በቲ ሕማም ተለኺፎም ከለዉ ኣብቲ ማሕበረሰብ እተረኽቡ እዩም ።

ኣብ ትሕቲ 40 ዓመት ዝዕድሚኦም ናይ ኣስትራዘነካ ቆጸራ ዘለዎም ሰባት ሕጂ ብቐጥታ ነቲ ናይ ፋይዘር ኮቪድ-19 ክታበት ክቕበሉ ይኽእሉ። 25,000 ዶስ ዝኣክል ፋይዘር ናብ ቪክቶርያ ከም ዝበጽሐ ኣዛዚ ኮቪድ ጀረን ቫይማር ኣፍሊጡ።

ግዝኣት ዋና ከተማ ኣውስትራሊያ
ኣብ ACT 14 ሓደስቲ መልከፍቲ ተመዝጊቦም ፡ ጠቕላላ ናይ ንጡፋት መልከፍቲ ናብ 190 ክብ ኣቢሎሞ ኣለዉ ።

ካንቤራ በቲ ዕጽዋ ዝተጸልወ ናይ ንግዲ ትካላት ኣብዚ እዋን 'ዚ ክሕግዝ ይኽእል   ን ኣስራሕቲ ኩባኒያታት ክሳብ  $10,000 ንሰራሕተኛታት ዘየስርሑ ሰብ ቢዝነስ ድማ  $4,000 ይቕበሉ

ናይ  ዝምልከተኩም እንተኾይኑ ኣብዚ ተመልከቱ  

ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ
  • ኲንስላንድ ኣብ ጥቓ ቶዎምባ ኣብ ዝርከብ መዓርፎ ነፈርቲ ዌልካም ናይ ዞባ ውሸባ ህንጻ ንምስራሕ መዲባ ።

  • ኣብዚ እዋን "ዚ ኩሎም ኣብ ክሊ ኖርዘርን ተሪቶሪ ዝርከቡ ልዕሊ 12 ዓመት ዝዕድሚኦም ቆልዑ ናይ ፋይዘር ክታበት ኮቪድ-19 ናይ ምርካብ መሰል ኣለዎም ።


ውሸባ፡ መገሻ፡ መርመራ ክሊኒካት ከምኡ'ውን ክፍሊታት ሓገዝ ብምኽንያት ለበዳን

ናይ ውሸባን መመርመሪን ብቕዓታት ብናይ መምሕድዳር ግዝኣትን ተሪቶርይ መንግስታት ይመሓደርን ይትግበርን:


ናብ ወፃእ ሃገር ክትጉዓዝ እንተደሊኻ ፤ ካብ መስመር ወፃእ ንዝኾነ ክፍሊት ኣብ መስመር መመልከቲ ክተቕርብ ትኽእል ኢኻ ።  ናይ ኣህጉራዊ በረራታት ግዝያዊ ስጉምትታት ኣሎ እዚ ድማ እቲ መንግስቲ በብእዋኑ ዝግምግሞን ዘመሓይሾን እዩ። ካብ ኣውስትራሊያ ንኽትወጽእ ብዛዕባ ዘሎ ቅድመ ኵነታት ዝበለጸ መረዳእታ ንምርካብ ኣብዚ ጠውቑ   .


ብ ናይ NSW ሕብረ ብዙህ ባህሊታት ኣገልግሎት ሓበሬታ ጥዕና ዝተቶርጎመ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ ርኸቡ:


ኣብ ነፍሲወከፍ ግዝኣታት ዘለዉ መመርመሪ ከባቢታት:


 
 

ኣብ ነፍሲወከፍ ግዝኣት ብዛዕባ ዝወሃብ ደገፍ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ መላግቦ ርኸቡ:

 
 
This story is also available in other languages.
SHOW LANGUAGES 


FollowTigrinya on Social



Share
Published 26 August 2021 5:12pm
By SBS/ALC Content
Source: SBS


Share this with family and friends