ነርሳት ኬንያ፡ ሞራል ንምሕዳስ ብሓጎስ ምድናስ!

ኣብ ናይሮቢ ዝርከቡ ዓሰርተታት ኬንያዊያን ነርሳትን ሰራሕተኛታት ጥዕናን ቅድሚ ብኮቪድ-19 ዝሓመሙ ሰባት ንምእላይ ስራሕ ምጅማሮም ናይ ዙምባ ዳንስ ብምግባር መንፈሶም ይሕድሱ።

news

Source: AP


Share

Published


Share this with family and friends