'እዚ ሰላማዊ ናይ ተቓዉሞ ሰልፊ ኣይኮነን': ኣብ ካናዳ ዝተደንገገ ናይ ህጹጽ ግዜ ኣዋጅ

ቀዳማይ ሚኒስተር ካናዳ ጃስቲን ትሩዶ ብ15 ጥሪ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ፡ እቲ ንሰለስተ ሰሙን ዶባት ዓጽዩ ዝጸንሐ ናይ ጸረ-ክታበታት ተቓዉሞ ናይ ጽዕነት ማኪና ደው ንምባል ፡ ሕጹጽ ኣዋጅ ከም ዝእውጅ ኣፍሊጡ ኔሩ።

'This is not a peaceful protest': Canada's Emergencies Act invoked in bid to end truck blockade

Source: Reuters


Share
Published 16 February 2022 10:41pm
Source: Reuters, AP

Share this with family and friends