ሓደ ዓመት ድሕሪ ምምሕዳር ኣብ ትሕቲ ጣሊባን ከበድቲ ብድሆታት ንኣፍጋኒስታን ይገጥምዋ

Source: AAP
ጣሊባን ንኣፍጋኒስታን ካብ ዝቆጻጸር ናብ ሓደ ዓመት ይቐርብ ኣሎ [[Aug 15]]። ኣብ’ቲ እዋን እቲ ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታት፡ እገዳታትን ብድሆታት ቁጠባን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣደራዕ ኣውሪዶም’ዮም። ህጻናት ካብ’ቶም ኣዝዮም ዝተሃስዩ ኮይኖም ህይወት ኣብ’ታ ሃገር ንዝነብሩ ሰባት ኣዝዩ ከቢድ ኮይኑ’ሎ።
Share