ካብ ወጻኢ ቆልዓ ኣምጺእካ ምዕባይ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Settlement Guide

Source: Getty Images

ብዙሓት ኣውስትራሊያዊያን ዘዕብይዎም ወለዲ ዘይብሎም ካብ ካልኦት ሃገራት ቆልዑት ኣምጺኦም ከዕብዩ ይደልዩ እዮም። ኣውስትራሊያ ምስ ዝተፈላለዩ ሃገራት ስምምዕ ርዕመት ኣለዋ ፤ ይኹን እምበር ካብ ወፃእ ሃገር ቆልዓ ናይ ምቕባል መስርሕ ነዊሕ ከምዝኾነን ሓያል ተወፋይነት ከምዘድልዮን ይፍለጥ ።



Share