መጥቃዕታት ድሮን ኣብ ማይ ጸብሪ ዝበዝሓ ደቀንስትዮ ዝርከብኦም ብውሑዱ 19 ሰባት ቀቲሎም ክብሉ ሰራሕተኛታት ረዲኤት ሓቢሮም

Ethiopia the situation in Tigray

Source: UN

መጥቃዕቲ ድሮን ኣብ ማይ ጸብሪ ዝበዝሓ ደቀንስትዮ ዝርከብኦም ብውሑዱ 19 ሰባት ቀቲሉ ደርዘናት ከኣ ኣቚሲሉ ክብሉ ሰራሕተኛታት ረዲኤት ሓቢሮም።



Share