ብሰንኪ ምውሳኽ መጠንን ብዝሕን ተፈጥሮኣዊ ዕንወታት ጸገማት ጥዕናናን ናብራናን ተጋዲዶም፤ እንታይ ንጽበ ኣሎና?

Flooding occurs in the town of Lismore, northeastern New South Wales, Monday, 28 February, 2022

ከተማ ሊዝሞር ብናይ'ዚ ዓመት ምዕልቕላቕ ኣዝየን ካብ ዝተጠቕዓ ሓንቲ እያ Source: AAP / JASON O’BRIEN/AAPIMAGE

ምብራቓዊ ገማግም ኣውስትራልያ ዝሕምሱ ዘለዉ ምዕልቕላቓት ኣብ ሓደ ሽሕ ዓመት ሓንሳብ ጥራይ ዘጋጥሙ ክስተታት ተባሂሎም ተገሊጾም። ዋና ጸሓፊ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶኒዮ ጒተረሽ 'ምድንጓይ ማለት ሞት ማለት ስለዝኾነ' ስጉምቲታትና ክቀላጠፉ ይጽውዕ።



Share