ጣዕሳን ጓህን ከይመጸ ድሕነትካ ሓሉ፡ ባርዕ ኣብ ገዛ ከመይ ትከላኸሎPlay10:51 Credit: SBSSBS TigrinyaView Podcast SeriesGet the SBS Audio appOther ways to listenApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (14.88MB) ናይ ገዛ ሓዊ ድሕንነት ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ሓደጋ እንተዘይተፈጺሙ ብዙሕ ግዜ እንዛረበሉ ጉዳይ ኣይኮነን ። ንስድራ ቤትካ ካብ ሓደጋ ምእንቲ ኸተምልጦም ፡ ውሑሳት ምዃንን ኣብ ቤትካ ንዚልዓል ሓዊ ንምውጋድ ዘድሊ ጥንቃቐ ምግባርን ኣዚዩ ኣገዳሲ እዩ ።ShareLatest podcast episodesቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ሚያዝያ 2025)ኩነታት ሱዳን ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝገደደ ሰብኣዊ ቅልውላው፡ኣብ ኤርትራ ዘሎ፡ ኤምባሲ ኣመሪካ ንሓዋሩ ክዕጾ እማመ ቀሪቡ። (ጸብጻብ)መስርሕ ሕውየት ድሕሪ ምዕልቕላቕን ማዕበልን፡