ምስታፍ ኣብ 10 ነሓሰ ቆጸራ ህዝቢ ኣውስትራሊያ ግዴታ እዩ። (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Census 2021: Why and how to participate

Source: Getty Images

ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ሰባት ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሓሙሽተ ዓመት ኣብ ሃገራዊ ቆጸራ ህዝቢ ብዛዕባ ዕድሚኦም ፣ ባህሎም ፣ ሃይማኖቶም ፣ መበቆሎም ፣ ትምህርቶም ዝኣመሰሉ ብዙሕ ሕቶታት ይምልሱ ። 10 ነሓሰ ናይ ቆጸራ ህዝቢ ለይቲ እዩ ፡ እቲ ካብ ልዕሊ 25 ሚልዮን ሰባት ዝተኣከበ ሓበሬታ ድማ ንፈደራልን ክልላዊ መንግስትታት ፡ ናይ ንግዲ ትካላትን ማሕበረሰብ ጉጅለታትን ብዛዕባ ትሕተ ቅርጽን ኣገልግሎታትን ኣውስትራሊያዊያን ዝምልከት ሓበሬታ ረኺቦም ንኽውስኑ ክሕግዞም እዩ።



Share