ማእለያ ዘይብሉ ዝጓሓፍ ክዳውንቲ ኣብ ጥቕሚ ንምውዓል ዝውሰድ ስጉምቲ፡
Credit: Beyene Weldegiorgis
ኣውስትራሊያውያን ኣብ ዓመት ልዕሊ 200,000 ቶን ዝኸውን ክዳን ናብ ጓሓፍ ከምዝድርብዩ ትፈልጡ ዶ? እዚ ብገምጋም ኣብ ነፍሲ ወከፍ 10 ኪሎግራም ክዳን እዩ ። ይኹን እምበር ፡ ነቲ ዘይተደልየ ኽዳውንትና እንደገና ኣብ ጥቕሚ ንኽውዕል ወይ ኽንውፍዮ እንተ መሪጽና ፡ ነቲ ኣብ ኣውስትራልያ ዘሎ ናይ ዓለባ ጸገም ጓሓፍ ኣብ ምቅላስ ክንሕግዝ ንኽእል ኢና ።
Share