ኣዛራራቢ ዛዕባታት፡ ዘተ ምስ ኣቶ መዝሙር ፍስሃየ ን ኡስታዝ ሑሴን ዓ/ዋስዕ (ቀዳማይ ክፋል)

Mezmur Fessehaye and Hussien Abdelwasie Source: Supplied
ኣብ ማሕበረሰብ ኤርትርትራዊያን ኣዚዮ ኣዛራረብቲ ዛዕባታት ዝኾኑ ሓሳባትን ሓባራዊ ፍታሓትን ኣልዒልና ምስ ኣቶ መዝሙር ፍስሃየ ካብ ምዕራብ ኣውስትራሊያ ከተማ ፐርዝ ከምኡ'ውን ኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ካብ ቪክቶሪያ ከተማ መልበርን ዓዲምናዮም ኣለና። ኣብዚ ቀዳማይ ክፋል ኣረኣያታት ኤርትራዊያን ምስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኲናትን ተተሓሒዙ ዝቐረበ'ዩ።
Share