“ኤርትራዊያን፡ ካብ መዓስከራት ስደተኛታት ሊብያ ዳግማይ ናብ ደላሎ ይሽየጡ’ዮም ዘለዉ።” ኣብርሃም ተስፋይ

Source: Abrham Tesfai
ጽኑዕ ሕጊ ኣውሮጳን መንግስቲ ልብያ ንጉዳይ ስደተኛታት ባዕሉ ክከታተሎ እንተጀመረኳ፡ ሕጂውን ኣስገርቲ ሰባት ይዓዩን፡ ሊብያዊያን ባዕሎም ኣብቲ ናይ ምሻጥን ምልዋጥን ዕዳጋ ስደተኛታት ተዋፊሮም ኣኣለዉ። ብዛዕባ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ዝሞተ ኤርትራዊ ኣሰጋጋሪን ካልእ ምስኡ ዝተሓሓዝን ተጣባቒ ስደተኛታት ኣብርሃም ተስፋይ ገሊጹልና ኣሎ።
Share