መቕጻዕቲ እንተ መጺእኩም ብኸመይ ክትከፍልዎ ከምዘለኩምን ብዘይምኽፋልኩም ክመጽእ ካብ ዝኽእል ተወሳኺ መቕጻዕቲ ንምድሓን ዝሕግዘኩም ሓበሬታ፥ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ

Acting early on a fine and getting help if you need it, will save you unnecessary troubles and costs. Credit: tap10/Getty Images

Credit: tap10/Getty Images

ኣብ ኣውስትራሊያ ብዙሓት ሰባት ክኸፍልዎ ዝግባእ ገንዘብ ዕሽሽ ምባል ከቢድ ሳዕቤን ከምዘለዎ ኣይፈልጡን እዮም ። ካብ ተወሳኺ ክፍሊት ምኽፋል፤ ፍቓድ መዘወሪኻ ጠጠው ምባል ወይውን ናትካ ውልቃዊ ንብረት ክሳብ ምእጋድ ዝበጽሕ ከቢድ መቕጻዕቲ ዘውርድ ዓቢ ግምት እዩ ። ብኣንጻሩ ግና ፡ ኣቐዲምካ ስጕምቲ ምውሳድን ኣድላዪ እንተ ኰይኑ ሓገዝ ምድላይን ፡ ካብ ዘየድሊ ጸገማትን ወጻኢታትን የድሕነካ እዩ ።



Share