"ብሰንኪ ኮቪድ-19 ኣብ ኣፍሪቃ ብዙሓት ቆልዑ ክውለዱ'ዮም" ዶ/ር ክብሮም ታደሰ

Covid-19 and impact on food security

Dr. Kibrom T Sebahtu Source: SBS Tigrinya

ኮቪድ-19 ብዘይካ'ቲ ዘስዕቦ ሕማምን ሞትን ኣብ ዉሕስነት መግቢ ትሕተ ሰሃራ ኣፍሪቃ ዓቢ ሃስያ ከምዘውርድ፡ ኣብ ሓደ ናይ ጀርመን ዩኒቨርሲቲ ተመራማሪ ዝኾነ ዶ/ር ክብሮም ኣብዘቕረቦ መጽናዕቲ ገሊጹ'ሎ። ኣብቲ ዘቕረቦ ጽሑፍ ተሞርኩስና እቲ ኣብ ድኻታት ሃገራት ዘስዕቦ ናይ ነዊሕ እዋን ጽልዋ ገሊጹልና ኣሎ።



Share