ቁጽሪ ዝልከፉ እምበር ቁጽሪ'ቶም ብኮቪድ ሆስፒታል ዝኣትዉ ብተዛማዲ ውሑድ'ዩ ተባሂሉ፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ቃለመሕትት ኣካይዱ፣

Source: Getty
* ቁጽሪ መልከፍቲ ኮቪድ-19 እንተወሰኸ’ኳ ቁጽሪ’ቶም ሆስፒታል ዝኣትውን ጽዑቕ ክንክን ዘድልዮምን ግን ብተዛማዲ ኣይወሰኸን ክብል ቀ/ሚ ኣውስትራልያ ገሊጹ፡ * ግዝኣት ኒውሳውዝዌልስ ዝለዓለ ቁጽሪ ሞት ብሰንኪ ኮቪድ ኣመዝጊባ፡ * ካብ 5-11 ዝዕድሚኦም ህጻናት ኣብ መወዳእትኡ ሎሚ ቀዳማይ እብረ ክታበት ኮቪድ ፋይዘር ክወስዱ’ዮም:
Share