'ኣብ ኢትዮጵያ ጭቡጥ ዝኾነ ጻዕሪ ንምምጻእ ሰላም ምህላው' ንዋና ጸሓፊ ው. ሕ. ሃ. ኣሐጒሱ

Daily News SBS Tigrinya 20012022

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ Source: Getty

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ፡ * ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረሽ ድሕሪ ናይ ልዕሊ ሓደ ዓመት ኩናት ሓድሕድ ኣብ ኢትዮጵያ ጭቡጥ ጻዕሪ ንምምጻእ ሰላም ምህላው ከምዘሐጎሶ ገሊጹ * ሓደ መንእሰይ ብጉዳይ ኣብ ደቡብ ከተማ ሲድኒ ዝተሰርቁ $150 ሚልዮን ዶላር ዘውጽእ ልዕሊ 42 000 መመርመሪታት ራፒድ ኣንቲጀን ቴስት ተታሒዙ * ንሕክምና ዝኾኑ ኣቑሑት ዘመሓድር ትካል The Therapeutic Goods Administration [[T-G-A] ንክልተ ብኣፍ ዝውሰዱ ጸረ ቫይረስ መድሃኒታት-ኮቪድ-19 ግዝያዊ ፈቓድ ሂቡ * ኖቫቫክስ ክታበት ኮቪድ-19 ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ጠቕሚ ክውዕል ጸዲቑ * መደብ ሃገራዊ ምምላስ ናብ ቤት ትምህርቲ ንህጻናት ኣውስትራልያ በብምሕዳራቱ ክግለጽ ምኻኑ ተገሊጹ



Share