ሱፐር እንታይ እዩ፧ ብድሌትና ክንምልኣሉ ንኽእል ዲና፧ ተወሰኽቲ ሰዓታት እንተሰሪሕና ዝያዳ ድዩ ናብኡ ዝኸይድ?

Discussion on Super with Dr Salah Jimie

Source: Getty

Get the SBS Audio app

Other ways to listen


Published 14 July 2022 7:29am
Updated 14 July 2022 4:41pm
Source: SBS

Share this with family and friends


ባሕቲ ሓምለ ድሕሪ ምእታዉ ኣብ ተግባር ዝውዕሉ ሓደስቲ ንቀረጽ ወይ ግብሪ ዝምልከቱ ሕግታት ኣለዉ። ኣብ ዝሓለፉ መደባትና ንምድቃስ/ምትሕስሳብ ግብርን ጽልዋ’ቶም ለውጥታትን ብዝምልከት ዶክተር ሳላሕ ጅምዕ መብርሂ ሂቡና ኔሩ። ሎሚ ንሱፐር ኣኑወሽን ዝምልከት መብርሂ ክህበና’ዩ።



Share