ኣብ ፈደራል ምርጫ ኣውስትራልያ 2022 ኣቐዲምካ ምምራጽ ተጀሚሩ፣ ስግኣት መልከፍቲ ኮቪድ ቅቡል ምኽንያት'ዩ

Billboards for candidates outside a polling station in Sydney

Billboards for candidates outside a polling station in Sydney Source: AAP

ከባቢ 500 ቅድሚ መዓልቲ ምርጫ (21 ግንቦት 2022) ድምጺ ዝወሃበሎም መድመጺ ነቑጣታት ካብ ዝሓለፈ ሶኑይ ጀሚሮም መዓጹኦም ኣርሕዮም ኣለዉ። ኣብ’ዚ ዓመት ኮሚሽን ምርጫ ኣውስትራልያ ዳርጋ ፍርቂ ዝኾኑ ምዝጉባት ኣድመጽቲ 21 ግንቦት መዓልቲ ምርጫ ቅድሚ ምእኻሉ ንመን ከምዝመርጹ ድሮ ወሲኖም ኣለዉ ክብል ግምቱ ይህብ።



Share