" ኣብ ሊብያ ተኣሲሮም ደሃዮም ዘይፍለጥ ብዙሓት ኤርትራዊያን ኣለዉ።" ኣብርሃም ተስፋይPlay12:18 Source: Abrham Tesfaiኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛView Podcast SeriesGet the SBS Audio appOther ways to listenApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (16.11MB) እቲ ዝሒሉ ዝነበረ ናብ ሊብያ ምኻድ እናወሰኸ ይኸይድ ምህላዉ ንተጣባቒ ስደተኛታት ኣብርሃም ተስፋይ የሻቕሎ። ኣብዚ እዋን እዞም ስደተኛታት ኣብ ምንታይ ኩነታት ከምዘለዉ ኣብሪሁልና ኣሎ።ShareLatest podcast episodesዝርርብ ብዛዕባ'ቲ ብዙሕ ሰብ ዘይዛረበሉ ሕማም ምስ ክኢላ ጥዕና ኣእምሮ ዮርዳኖስ ተስፋይ።ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ሚያዝያ 2025)ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ሚያዝያ 2025)ሓዱሽ ፕረዚደንት ትግራይ ነበር ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ናብ ትግራይ ክምለስ ጸዊዑ።