ኣብ ከተማ ብሪዝበን ንምቅላሕ ጸገማት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ (ጸብጻብ)

Source: Twitter
ኣብ'ዚ ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ግዝኣት ኲንስላንድ ዝነበሩ ኤርትራውያንን ኤርትራዊ መበቆል ዘለዎም ኣውስትራልያውያንን ኩነታት ኣብ ሊብያ ኣብ ጸገም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንዓለም ንምቅላሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
Share
Source: Twitter
SBS World News