ናብ ወጻኢ ክትጓዓዙ’ከለኹም ዘድልይኹም ኣገደስቲ ክታበታት። (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

happy traveller vaccinated Getty imges .png

The World Health Organisation recommends some routine vaccinations for all travellers.

ናብ ወጻእ ሃገር ንዝጉዓዙ ኣውስትራሊያውያን ኣብ ኣውስትራሊያ ውሽጢ ዘይርከቡ ወይ ኣብ ካልእ ክፋላት ዓለም ካብዝተለመዱ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ንምክልኻል ክታበት የድልየኩም ይኸውን ። ኣብዚ ትሕዝቶ እዚ ፡ ናብ ገለ ክፋላት ዓለም ኣብ እትጓዓዘሉ እዋን ኣየኖት ክታበታት ክትክተቡ ከምዘለኩም ዝገልጽ እዩ ።



Share