ሩስያውያን ወነንቲ ዓበይቲ ጋንታታት ክእገዱ ኣብ ዝህደንሉን መጻኢ’ተን ጋንታታት ኣብ ሓደጋ ኣብ ዝወደቐሉን ደገፍተን ከመይ ይቀበልዎ፧

O oligarca russo, dono do clube de futebol do Chelsea, alegadamente envenenado por radicais russos durante as negociações de paz entre o seu país e a Ucrânia

O oligarca russo, Roman Abramovich, alegadamente envenenado por radicais russos durante as negociações de paz entre o seu país e a Ucrânia. Source: Press Association, AAP / Adam Davy

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (14/03/2022) * ኢትዮጵያን ጋናን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየደኦ ቀዳማይ እግሪ መጻረዪ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ንዋንጫ ዓለም ደቀንስትዮ ት20 መንእሰያት ጋና ብገፊሕ 3-0 ተዓዊተን፣ * ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ዝተሳተፈሉ መበል 80 ዓመታዊ ቅ/ብ ፓሪስ ኒስ 59 ተቐዳደምቲ ጥራይ ውራዮም ድሕሪ ምጥንቓቖም ዝወሓዱ ተቐዳደምቲ ኣብ ሓፈሻዊ ምድባት ዝወድእሉ ብምዃን ተዛዚሙ፣ * ዓለምለኸ ሕብረት ቅድድም ብሽግለታ ሩዋንዳ ዝመደበራ ሓዳስ ብተበግሶ ኤርትራውያን ዝቖመት ኣህጉራዊት ቅድድም ብሽግለታ ክትምስረት ፈቓድ ሂቡ ከምዘጽደቓ ኣፍሊጡ፣ * ሩስያውያን ወነንቲ ዓበይቲ ጋንታታት ዓለም እገዳ ክንበረሎም ንሶምን ሕሳባት ባንኮምን ንብረቶምን ኣብ ዝህደንሉን መጻኢ’ተን ጋንታታት ኣብ ሓደጋ ኣብ ዝወደቐሉን እቶም ደገፍተን እንታይ’ዩ ክስምዖም ዘለዎ፧



Share