ኣብ ኣውስትራሊያ ብዛዕባ ሓደጋ መኪና ክትፈልጥዎ ዝግብኣኩም ነገራት፡ ዝሓዘ ትሕዝቶ እዩ ዘለዎ።

trafic.jpg

Credit: SBS

ዝኾነ ሰብ ዋላ ኣይጕዳእ ኣብ ማኪና ወይ ኣብ ንብረት ዝወርድ ጕድኣት እውን ቀሊል እንተዀነ: ምግጫው ናይ ሞተር ማኪና ምስ ዘጋጥም ኣዝዩ ከቢድ ክኸውን ይኽእል እዩ ። ኣብ ኣውስትራሊያ ዓቢ ወይ ንእሽቶ ሓደጋ መኪና ኣጋጢሙካ እንተኾይኑ እንታይ ክትገብር ከምዘለካ ፤ ብኸመይ ሓገዝ ክትሓትት ከምትኽእል ፤ ከምኡ "ውን ተጋገ ኣይትጋገ መሰልካ እንታይ ከምዝኾነ ኣብዚ ትሕዝቶ ተገሊጹ ኣሎ ።



Share