ናብ ኣውስትራሊያ ብትምህርቲ ንዝመጹ ዝኸውን መንበሪ።
Credit: Beyene Weldegiorgis
ኣውስትራሊያ ሓንቲ ካብተን ካብ ወጻኢ ሃገራት መጺኦም ዝመሃሩላ ፍልጥቲ ሃገር እያ: እንተዀነ ግን ኣብዚ እዋን እዚ ክራይ መንበሪ ንምርካብ ዓቢ ብድሆ የጋጥም ኣሎ ። ኣብዚ ናይዚ ሰሙን ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ብዛዕባ ድሌት ተማሃሮ ዘማልእ ብፍላይ ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መንበሪ ክንድህስስ ኢና ።
Share