ኪኢላታትን ሰብ ሞያን ዝግብኦም ስራሕ ብኸመይ ይረኽቡ? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Settlement Guide

Source: Getty Images

ሰማዕትና ካብዚ ዝቐርብ ሰሙናዊ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ኮይኑ፡ ኪኢላታትን ሰብ ሞያን ዝግብኦም ስራሕ ብኸመይ ይረኽቡ ዝብል ትሕቶ እዩ፡ ኣብኣውስትራሊያ ካብኣርባዕተቀዋሚሞያዘለዎምስደተኛታትሓደካብኦም ትሕቲናይክእለትደረጃኡይሰርሕከምዘሎንንዓኣቶምንንቁጠባእዚሃገርንኣማእታትሚልዮናትኣብነፍሲወከፍዓመትይባኽንከምዘሎጸብጻብኣረጋጊጹ። ኣብ 'ዚመዳይ' ዚ፡ሓደስቲስደተኛታትምስደረጃኦም፡ብቕዓቶምንተመክሮስራሖምንዝኸይድስራሕዝረኽቡሉግብራዊመገድታትክንርኢኢና። ሰማዕትና ካብዚ ዝቐርብ ሰሙናዊ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ኮይኑ፡ ኪኢላታትን ሰብ ሞያን ዝግብ ኦም ስራሕ ብኸመይ ይረኽቡ ዝብል ትሕቶ እዩ፡ ((Finding the right job for your skills and qualifications)) ((Feature by Chiara Pazzano) ((Intro)) ኣብኣውስትራሊያ ካብኣርባዕተቀዋሚሞያዘለዎምስደተኛታትሓደካብኦም ትሕቲናይክእለትደረጃኡይሰርሕከምዘሎንንዓኣቶምንንቁጠባእዚሃገርንኣማእታትሚልዮናትኣብነፍሲወከፍዓመትይባኽንከምዘሎጸብጻብኣረጋጊጹ። ኣብ 'ዚመዳይ' ዚ፡ሓደስቲስደተኛታትምስደረጃኦም፡ብቕዓቶምንተመክሮስራሖምንዝኸይድስራሕዝረኽቡሉግብራዊመገድታትክንርኢኢና። —



Share