ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (14/07/2022)

Live podcast SBS Tigrinya

Source: Getty

ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ * ዜና * ጸብጻብ ካብ ኢትዮጵያን ኤርትራን * ፕረዚደንትን ኣዝማዱን ዘባረረ ምልዕዓል ህዝቢ፣ * ንጡረታ ዝውህለል ገንዘብ ሱፐር ኣኑወሽን እንታይ'ዩ፧ ብኸመይ ከነበርክተሉ ንኽእል፧ ክንግደሰሉ ኣሎና ድዩ፧ መብርሂ ካብ ዶክተር ሳላሕ ጅምዕ * ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ፣ ንምክንኻን ከባቢናን ምዕቃብ ፕላነትናን እንታይ ከነበርክት ንኽእል፧



Share