ጀርመናውያን ሕጂ'ውን እንተኾነ ኣብ ዓለማዊ መድረኽ መሪሕ ተራ ክወስዱ ፈቓደኛታት ኣይኮኑን

Angela Merkel has cast a long shadow on the world stage

Angela Merkel has cast a long shadow on the world stage Source: AAP

ምርጫ ጀርመን፡ ንምትካእ ኣንገላ መርከል ከም ቻንስለር፡ ዝመጽእ ሰንበት 26 መስከረም ክካየድ’ዩ። እንተኾነ ግን ወይዘሪት መርከል ኣብ ዓለማዊ መድረኽ ከም ዓርሞሸሽ ትረአ እንተነበረት’ኳ ብዙሓት ጀርመናውያን ሃገሮም ኣብ ዓለምለኻዊ ፖለቲካ መሪሕ ተራ ክትሕዝ ቃልዓለም የርእዩ።



Share