ኣብ ኣሜሪካ ዋዕላ ወፍሪ ሰላም ኤርትራዊያንን ተጋሩን ተካይዱ (ካብ ጸብጻባት)

Source: Getty
ጸብጻብ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ * መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኲናት ትግራይ ብሰላም ንምፍታሕ ዝቐመ ኮሚቴ ስራሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ፡ * ካብ ኣሜሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝገሹ ኢትዮጵያውያን 27 ሽሕ ዶላር ተወሪሶም፡ * ኮሚሽነር ኮምሽን ምሕደራ ስግኣት ሓደጋታት ኢትዮጵያ ብገበን ብልሽውና ተኣሲሩ፡ * ዋዕላ ወፍሪ ሰላም ኤርትራዊያንን ተጋሩን ኣብ ኣሜሪካ ተካይዱ፡
Share