ሶማላውያን ወተሃደራት ኣብ ትግራይ ክዋግኡ ዝኣተዉ መራሕቲ ሶማልያ፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን ድሕሪ ዘካየድዎ ምስጢራዊ ስምምዕ'ዩ

Homeland Report

Source: Getty

ሓጸርቲ ጸብጻባት (24/01/2022) * መራሕቲ ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ናይ ሓባር ጉዳይ ተቐራሪቦም ዝሰርሕሉ ልዝብ ከምዘካየዱ ገሊጾም፥ * ኣብ ኩናት ትግራይ ብቕትለት ሰላማውያን ሰባት ዝኽሰሱን ዝበዝሑ ኣብኡ ዝተቐትሉን ዓሰርተ ሽሕ ሶማልያውያን ወተሃደራት መንግስቶም ንዝፈረሞ ስሉሳዊ ምስጢራዊ ስምምዕ ይሳተፉ ምንባሮም ተቓሊዑ፥ *መንግስቲ ክልል ጋምቤላ ኣንጻር ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን ዝዋጋእ ምዱብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ክምደበሉ ሓቲቱ፥ * ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ትማሊ ረቡዕ ቁጽሪ ብኮቪድ ዝተለኽፉ ሰባት ልዕሊ ኣርባዕተ ሚእትን ስሳን ሽሕ ከምዝበጽሐን 7244 ከኣ ህይወቶም ዝሓለፉ ከምዝኾኑን ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ



Share