ድንጋገ ህጹጽ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ከብቅዕ ሚኒስተራት ይጽውዑ፡ ቪክቶርያ ንኣሽቱ ክሊኒካት ክታበት ኣብ ቤት ትምህርታት ክትከፍት'ያ

Source: SBS Tigrinya
* 29 ሰባት ብኮቪድ-19 ኣብ ኒው ሳውዝ ዌልስ ከምዝሞቱ ናይ ሎሚ ጸብጻባት ኣመልኪቶም። * ዝመጽእ ሰሙን ኣስተምህሮ ብኣካል ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣብ ዝቕጽለሉ ቪክቶርያ ብዙሓት ግዝያዊያን ክታበት ኮቪድ ዝህባ መደበራት ጥዕና ኣብ 30 መባእታ ደረጃ ቤት ትምህርታት ክትከፍት ምዃና ኣፍሊጣ። * ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኩሉ ዓለምለኻዊ ሰብኣዊ ረዲኤት ንኣፍጋኒስታን ክወሃብ ፈቓድ ክወሃብ ጸዊዑ። * ሚኒስተራት ኢትዮጵያ ድንጋገ ህጹጽ እዋን ኢትዮጵያ ብቕልጡፍ ክውዳእ እማመ ኣቕሪቦም ከም ዘለው ኣሶስየትድ ፕረስ ሓቢሩ።
Share