'ኣባላት ሰራዊት ኢትዮጵያ ኢድኩም ሃቡ፤ ህዝቢ ደሴን ኮምበልቻን ካብ ዓድኹም ከይሃደምኩም ከተማታትኩም ሓልዉ' መግለጺ ሓይልታት ትግራይ

Daily News SBS Tigrinya

Source: Getty

ጸብጻባት ዜና: * ሓይልታት ትግራይ: ኣባላት ሰራዊት ኢትዮጵያ ኢዶም ክህቡ፤ ህዝቢ ከተማታት ደሴን ኮምበልቻን ካብ ዓዱ ከይሃደመ ከተማታቱ ክሕሉ ፀዊዖም: * መንግስቲ ኢትዮጵያ: "ከተማ ሓይቅ ኣብ ኢድ ዕጡቓት ህወሓት ኣትያ" ዝብል ዜና ንዘቕረቡ ክልተ ጋዜጠኛታት ኣሲሩ ብራዕዳዊ ገበን ከሲሱዎም ተባሂሉ: * ኣብ ኤርትራ ቁጽሪ ብኮቪድ-19 ዝተለኽፉ ሰባት 6800 ከምዝበጸሐ ሚንስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ:



Share