ንጾታዊ ርክብ ፍቓደኛ ምዃን ብኸመይ ይረጋገጽ? (Settlement Guide)
Credit: Beyene Weldegiorgis
ኣብ ኣውስትራሊያ ፍቓድ ከይረኸብካ ዝግበር ንጥፈታት ወሲብ ብናይ ሓቂ ህይወት ድዩስ ብኢንተርነት ዝፍጸም ገበን እዩ ። ኣብ ገለ ገለ ናይ ክፍለ ግዝኣታት ምምሕዳራት፣ እቶም ጾታዊ መጥቃዕቲ ፈጺሞም ተባሂሎም ዝኽሰሱ ቅድሚ ኣብ ጾታዊ ንጥፈት ምስታፎም ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ነቲ ተግባር ክፍጽሙ ፍቓድ ሓቲቶም ምዃኖም ከረጋግጹ ኣለዎም ። እሞ ደኣ ከመይ ጌርካ ኢኻ ናይ ብፍቓድ ጾታዊ ርክብ ከም እትገብር ከተረጋግጽ እትኽእል ?
Share