ምሕታት ወሰኽ ደሞዝ ኣብ ኣውስትራሊያ

A pay rise is an exchange of money for your value as an employee in your workplace. Credit: Marko Geber/Getty Images

Credit: Beyene Weldegiorgis

ወሰኽ ደሞዝ ምሕታት ንብዙሓት ሰራሕተኛታት ከፍርሖም ይኽእል እዩ ፡ ግን ከምኡ ክኸውን የብሉን ። ምሕታት ወሰኽ ደሞዝ ብቑዕ ምኽንያት ከም ዘለካ ትኣምን እንተ ኮይንካ ፡ ነቲ ምስ ኣስራሒኻ እትገብሮ ዝርርብ ፡ ምስ መሳርሕትኻ ይኹን ብውልቂ ኽትዳለወሉ እትኽእል መገድታት ኣሎ ። ኣብ ኣውስትራሊያ ፤ ከከም ናይ ስራሕ ቦታኻ ፤ ናይ ክፍሊት ወሰኽ ምርካብ ሕጋዊ መሰል ኣሎ ።



Share