ኣብ ማሕበረሰባት ስደተኛታት ስድራቤታዊ ዓመጽ ብምንታይ ክከላኸል ይከኣል?

Press Association

Credit: Press Association

ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ስድራቤት ፤ ዘቤታዊን ወሲባዊን መጥቃዕቲ ቀንዲ ናይ ጥዕናን ድሕንነትን ሳዕቤን ዘለዎም ጉዳያት እዮም ። ስታቲስቲክስ ከምዝሕብሮ ኣብ ኣውስትራሊያ ካብ ሓሙሽተ ሰባት ክልተ ዕድሚኦም ካብ 15 ዓመት ጀሚሮም ኣካላዊ ወይ ወሲባዊ መጥቃዕቲ ይፍጽሙ ። ኣብ ስድራቤት ዝፍጸም መጥቃዕቲ ንዝኾነ ሰብ ክጸሉ ይኽእል እዩ ፡ እንተኾነ ግን ኣብ ስደት ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ሓገዝ ክረኽባ ኣብ ዝደልያሉ እዋን ተወሳኺ ዕንቅፋታት የጋጥመን ።



Share