ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ጸበባ፡ መብርሂ ካብ ኣብርሃም ተስፋይ

Immigrants in Libya

Source: Abrham Tesfai

ኣብዚ ቕነ ኣብ ልብያ፡ ብኣሻሓት ዝቑጸሩ ስደተኛታት ኣብ ጸቢብ ኣዳራሻት ተዓጽዮም ድሕሪ ምጽናሕ፡ ካብ ጸበባኦም ንምንጋፍ መዕጾ ከፊቶም ፈቐድ ኡ ፋሕ ክብሉን ክትኮሰሎምን ቀንዮም። እዚ ኩነታት ካብ ምንታይ ከምዝብገስን ሕጂ ዘለዉዎ ኩነታትን ነቲ ኩነታት ዝከታተል ኣቶ ኣብርሃም ተስፋይ ካብ ዓዲ ጥልያን መብርሂ ሂቡ ኣሎ።



Share