ምቅይያራት ኣብ ቪዛን ኢሚግሬሽንን ካብ ሓምለ 2021 (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ)

Hospitality

Source: Getty Images

ለበዳ ኮቪድ-19 ንምምጻእ ወይ መገሻ ወይ ምግዓዝ ናብ ኣውስትራልያ ብዓቢይ መጠን ጸልይዎ ኣብ ዝሃለወሉ፡ መደብ ዓመታዊ ማይግረሽን 2021-22 ሓያል ኣትኩሮ ኣብ ሕውየት ቁጠባ ኣለዎ። ገለ ለውጥታት ኣብ’ዚ መዳይ ድሮ ተገይሮም ኣለው፡ ገለ ካልኦት ከኣ ኣብ ዝመጹ መዓልታትን ኣዋርሕ ኣብ ተግባር ክውዕሉ’ዮም።



Share