ዕላል ምስ ተሸላሚ "Afriqueensland award" ግርማይ ገብረመድህን

Ghirmay Ghebremedhin Source: Supplied
ኣቶ ግርማይ ገብሩ ኣብ ማሕበረሰብ ኲንስላንድ ብዘበርከቶ ወለንታዊ ስራሕን ናይ ኮሙዩኒትይ ኣገልግሎትን ብ Afriqueensland ክሽለም በቒዑ ኣሎ። ብዛዕባቲ ዝረኸቦ ሽልማትን ዝገብሮም ንጥፈታትን ኣዕሊሉና ኣሎ።
Share
Ghirmay Ghebremedhin Source: Supplied
SBS World News