ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ዓለም መንእሰያት ት20 መርኣያ ሓደስቲ ወለዶ ኣትሌታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኮይኑ ተዛዚሙ

Source: Standard
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (23/08/2021) * ኣብ ናይሮቢ ክካየዱ ኣብ ዝጸንሑ ውድድራት ኣትለቲክስ ሻምፒዮናታት ዓለም 2021 መንእሰያት ት20 ኢትዮጵያውያንን ኬንያውያንን ኣትሌታት ሓያሎ ዓወታት ብምጉንጻፍ መዳልያታት ሓፊሶም፡ ኤርትራ’ውን ዕውት ተሳትፎ ብምግባር መዳልያ ተቛዲሳ፡ * መበል 57 ዓመታዊ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ደ’ለ’ኣቨኒር ሰንበት ተዛዚሙኤርትራዊ ሄኖክ ምሉእብርሃንን ኢትዮጵያዊ ነጋሲ ሃይሉ ኣብርሃን ዘዕግብ ውጽኢት ኣመዝጊቦም፡ * ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ግጥም ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ወይ ኣፍኮን 2021 ዝገጥማሎም ምድባት ዝሓለፈ ሰሙን ወጺኦም፡ * ካብ ነፋሪት ዝወደቐ ኣፍጋናዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ታሪኻዊ ምስሊን ዘይሃስስ ምዕራፍን መርኣያ ሕንፍሽፍሽ ህዝቢ ብሰንኪ ፍርሒ ምእታውጣሊባንን ምርሕራሕ ምዕራባውያን ሓይልታትንኮይኑ
Share