ብሪጣንያ፡ ብጃላቡ ንዝመጹ ስደተኛታት ክትመልስ ዘኽእል ፖሊሲ ትሕንጽጽ።

A group of people thought to be migrants are brought in to Dover, Kent, following a small boat incident in the Channel. Source: Press Association
መንግስቲ ብሪጣንያ ነቲ ናይ ኣውስትራሊያ ኣገባብ 'ነቶም ብጀላቡ ዝመጹ ስደተኛታት ምለስዎም' ፡ ዝብል ፖሊሲ ክኽተል ይደሊ ኣሎ። እዚ ድማ ነቲ ናይ እንግሊዝ መስመር ዝሰግሩ ስደተኛታት ዋሕዚ ንምጉዳል ዝዓለመ እዩ ። እቲ ዓባይ ብሪጣንያ ሓሲባቶ ዘላ መደብ ንኣህጉራዊ ሕጊ ዘየኽብር ስጉምቲ እዩ ፡ ብዝብል ካብ ፈረንሳ ሓያል መልሰ ግብሪ ኣለዓዒሉ ኣሎ።
Share