ዝበዝሑ ኤርትራዊያን ዝሃለቕሉ ፍጻመ ላምፐዱሳ ይዝከር።

Feature

A wreath thrown by local fishermen floats in the waters off Lampedusa harbour as a tribute to those who lost their lives Source: ANSA

ነቶም ብ2013 ጃልባኦም ብምስጣማ ዝጠሓሉ ኣስታት 400 ስደተኛታት ንምዝካር ፡ ብዙሓት ሰባት ናብ ጣልያን ኣብ ላምፔዱሳ ተኣኪቦም ። ስደተኛታት ኣብ ኤውሮጳ ህይወቶም ዳግም ንምጥያስ ብሓደገኛ ጉዕዞ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ሞይቶም እዮም ።



Share