ብናይ ቢዝነስን ወፍሪን ቪዛ ናብ ኣውስትራሊያ ኣቲኻ ምንባር፡ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Settlement Guide

Source: Getty Images

ኣውስትራሊያ ብመደብ ሰብኣዊ ቪዛ ተእትዎም ስደተኛታት ኣብ ዓመተ 2020-21 ልዕሊ ዓሰርተው ሰለስተን ፈረቓን ሽሕ ናይ ቪዛ ቦታታት ኣብዝለወሉ ናይ ኣውስትራሊያ መደብ ፈጠራን ወፍሪን ንግዲ ብዕፅፊ ወሲኹ ። ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት እቲ ፕሮግራም ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ቢልዮናት ዶላራትኣብ ኢንቨስትመንት ብምግባር ነቶም ናይ ቢዝነስ ክእለት ዘለዎም ኣውፈርቲን ፈጠራዊ ክእለት ዘለዎም ስደተኛታት ናይ ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ ተዋሂቡዩ።



Share