ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ግንቦት 2025)

Source: SBS
ንሎሚ 13 ግንቦት 2025 ዝተዳለኡ ሓጸርቲ ዜናታት ኤ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት፡ ሱሳን ሊ ናይ መጀመርታ ጓል ኣንስተይቲ መራሒት ሰልፊ ሊበርል ኰይና ተመሪጻ ። ቀ/ሚን ካቢኔኡን ቃል ማሕላ ፈጺሞም። እቲ ብሃማስ ተታሒዙ ዝጸንሐ እስራኤላዊ ኣመሪካዊ ናጻ ድሕሪ ምውጻኡ ፡ ድሕንነት እቶም ኣብ ጋዛ ተኣሲሮም ዘለዉ ዝተረፉ እሱራት ስግ ኣት ፈጢሩ ። ድሕሪ መጥቃዕቲ RSF ሱዳን ንሰደድ ነዳዲ ደቡብ ሱዳን ደው ክብል ኣዚዛ።
Share