ድሕሪ ፍትሕ ብዛዕባ ኣተዓባብያ ቖልዑ ዝግበር ስምምዕ
Credit: Beyene Weldegiorgis
ኣብ ትሕቲ ሕጊ ስድራቤት፡ ድሕሪ ምፍልላይ ወይ ድሕሪ ፍትሕ ብዛዕባ መሰላት ድሕንነትን ኣተዓባብያን ቆልዑ ብ ወለዲ ምርድዳእ ክግበር ይሓትት እዩ ። ትሕቲ 18 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ኣበይ ከምዝነብሩ ብሕጊ ኽውስኑ ኣይክእሉን ። ወለዲ ብዛዕባ ድሕንነትን ግብራውን ኣተኩሮ ዘለዎ ክንክን ኣብ ስምምዕ ክበጽሑ ኣለዎም ።
Share