ፕረዚደንት ስሪላንካ ሃዲሙ ማለት ቃልሲ ኣብቂዑ ማለት ኣይኮነን

People visit Sri Lankan President Rajapaksa's official residence following his departure

Source: Getty

ቁጠባዊ ቅልውላው ስሪላንካ ንፕረዚደንት’ታ ሃገር ኣብ መወዳእትኡ ካብ ስልጣኑ ዝዓለዎ ይመስል፣ ንዘመነ ፖለቲካዊ ግዝኣት’ቶም ሓያላት ስድራ እንዳ ራጃፓክሳ ከኣ ከምዘብቅዕ ጌርዎ። ጎታባያ ራጃፓክሳ ድሕሪ’ቶም መጠነ ሰፋሕቲ ተቓውሞታት ኣብ ልዕሊ መሪሕነቱ ካብ ስሪላንካ ሃዲሙ’ሎ፣ ዋላ’ኳ ወግዓዊ ስንብታ ካብ ስልጣኑ ክሳብ ሕጂ እንተዘየቕረበ።



Share