ካብ ዝመጽእ ሰሙን ሓተቲ ዑቕባ ካብ ብሪጣንያ ናብ ርዋንዳ ክጥረዙ ቤት ፍርዲ ወሲኑ።

RWANDA DEPORTATION RNF

Pro-refugee protesters outside court in London (AAP) Source: AAP

ሓደ ጉጅለ ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ብመሰረት ብመንግስቲ ዓንዲንግሊዝ ብዝተኣታተወ ኣካታዒ ስጉምቲ ናብ ርዋንዳ ክጥረዙ ክግደዱ እዮም። ትካላት ግብረ ሰናይን ናይ ሰራሕተኛታት ማሕበራትን ነቲ መንግስቲ ብሪጣንያ ንሓተትቲ ዑቕባ ናብ ሩዋንዳ ናይ ምልኣኽ መደብ ሕጋዊ መዕገቲ ክግበረሉ እዮም ፈቲኖም ። እቲ ውጥን ዘይርትዓውን ዉሑስ ከም ዘይዀነን ድማ ይማጐቱ ።



Share