ዋጋታት መመርመሪ ኮቪድ ዝወሰኹ ክሕተቱ'ዮም፤ ጆኮቪች ኣውስትራልያ ጠሪዛቶ፤ ትግራይ ናይ ሰሙን ቀረብ መድናሂት ሕማም ሽኮር ጥራይ ተሪፉዋ

Source: Getty
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ * ሓካይም ኣብ ቀንዲ ሆስፒታል ትግራይ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀረባት ኢንሱሊን ብነፋሪት ተጓዒዞም ናብ’ቲ ክልል ክለኣኹ ከፍቅድ ተማሕጺኖም። * ኮኾብ ቴኒስ ኖቫክ ጆኮቪች ፈደራል ቤት ፍርዲ ኣንጻር’ቲ ቪዝኡ ከውሕሶ ዝገበሮ መጎተ ድሕሪ ምውሳኑ ካብ ኣውስትራልያ ወጺኡ፡ * ቀ/ሚ ስኮት ሞሪሰን ሓደ ኣዕናዊ ጹናሚ ንፓሲፊካዊት ደሴታዊት ሃገር ቶንጋ ድሕሪ ምህራሙ ኩሉ ዝከኣል ዘበለ ደገፍ ከበርክት ምዃኑ ቃል ኣትዩ። * ልዑል ዋጋታት መመርመሪ ኮቪድ-19 ራፒድ ኣንቲጀን ቴስት እናወሰኸ ምኻዱ ነቲ ሃልኪ ዝከታተል ኣውስትራልያዊ ኮሚሽን ስክፍታ ፈጢርሉ
Share