ኣውስትራልያ ኣብ ፍታሕ ንክሊማዊ ለውጢ ብዙሕ ኣየበርከተተን ተባሂላ ኣብ ትንቀፈሉ ቀዳማይ ሚኒስተራ ናብ ዋዕላ ግላስጎ ነቒሉ

Source: Getty
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (28/10/2021) * ኣውስትራልያ መደንፍዒ ክታበታት ኮቪድ-19 ክትህብ ክትጅምር እያ * ቪክቶርያ 25 ሰባት ብኮቪድ-19 ተለኺፎም ድሕሪ ምማቶም ዝለዓለ ቁጽሪ መወቲ ኣብ መዓልቲ መዝጊባ * ኣብ ኲንስላንድ ዝነብሩ ኤርትራውያንን ኤርትራዊያን ኣውስትራልያውያንን ኩነታት ኣብ ሊብያ ኣብ ጸገም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንዓለም ንምቅላሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
Share