ዕለታዊ ዜና 16 መስከረም 2021 SBS ትግርኛ

Source: Getty Images
ኣርእስታት ዜና ** ኣውስትራሊያ ኣብ ትሕቲ ሓድሽ ስምምዕ ብሪጣንያ ኣመሪካ ናይ ጸጥታ ስምምዕ ብኒክሌሳዊ ጸዓት ዝዓዪ ሳብማሪን ስምምዕ ፈሪማ። ** ኣብ ኲንስላንድ ፡ ብወለንታኦም ንዝሞቱ ሰባት ምሕጋዝ ሕጋዊ ንምግባር መብዛሕትኦም ኣባላት ባይቶ እታ ግዝ ኣት ፡ ከም ዝድግፍዎ ምስ ገለጹ ፡ ሕጊ ኰይኑ ከምዝወጽእ ተፈሊጡ ኣሎ ** ናይ ኦሎምፒክ ናይ ወርቒ መዳልያ ተዓዋቲት ሲሞነ ቢለስ ነቲ ብ ዶክተር ናይ ኣመሪካ ጋንታ ጂምናስቲክ ላርይ ናሳር ኣብ ልዕሊ ኣትለታት ዝፍጸም ጾታዊ ዓመጽ ሰብ መዚ ሸለል ኢሎሞ ኢላ።
Share