ዕለታዊ ዜና 20 መስከረም 2021 SBS ትግርኛ

SBS Tigrinya News

Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና፡ ** ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ምስ መራሕቲ ኣመሪካ፡ እንግሊዝን ንምርኻብ ናብ ኣመሪካ ኣምሪሑ... ** ኣብ ክልል አማራ ከተማ ቆቦን ከባቢኡን ሓይሊታት ትግራይ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰባት ዒላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ምፍጻሙ ኣተሓሳሲቡኒ ክብል ኮሚሽን ሰብ ኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።... ** ኣውስትራሊያዊት ተዓዋቲት ኦሎምፒክ Madison Wilson ብ COVID-19 ሓሚማ ኣብ ሆስፒታል ኣትያ።



Share